እንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ብህፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዴ ከትወዳደሩ ይዕደም።

Tigray Water Works Enterprise

ምልክታ ፕሮፎርማ

እንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ብህፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዴ ከትወዳደሩ ይዕደም።

PR ቑፅሪተቁዓይነት ንብረትመለለዪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
35669/351831ኮምፒተር ወረቐት80ግራምደስጣ38
2ካኪ ፖስታ ዓብይቑፅሪ50
3ቦክስ ፋይልkentቑፅሪ60
4ኣግራፍ ንእሽተይፓኬት5
5ደብተር 50 ሉሕቑፅሪ24
6ዓብይ ማስተዋሻቑፅሪ2
7ማእኸላይ ማስተዋሻቑፅሪ8

ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት

* እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/TOT/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ

* ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፤ቲን ናምበርን ቫት እንተሃልይኩም ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ።

* ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ክህብ ኣለዎ *ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ

* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 10/01/2017 ክሳብ ዕለት 13/01/2017 ሰዓት 11:30

* ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 14/01/2017 ሳዓት 3:00 ይኸውን ።

* ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

* ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404674 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል”

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo