ናብ ዝምልከቶ ኩሉ
ዋኒኑ :- ብዛዕባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ምምላእ ይምልከት
ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ንብረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ
ተ.ቁ | ናይ ንብረት ዓይነት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ኦሞ ባዓል 200ግ | ብሳንፕል | ብቁዕሪ | 300 | ||
2 | ፎጣ | 20×20 cm | ብቁዕሪ | 20 | ||
3 | ባልዲ ባል 20ሌ | ቀይሕ ሕብሪ ኦርጂናል | ብቁፅሪ | 5 | ||
4 | ሽቦ መሕፀቢ አሑት | ፓኬት | 10 | |||
5 | ባራኪና | በዓል 800ሲሲ5% | ብቁፅሪ | 300 | ||
6 | አልካ ላይን ባትሪ 3A | ቀዳማይ ደረጃ | ብዕምዲ | 20 | ||
7 | ጓንቲ ናይ ኢድ | ንፅሬት መሳርሒ ብዕምዲ ፕላስቲክ | ብቁፅሪ | 100 | ||
8 | ክርቢት | 10 ዝሕዝ | ብፓኬት | 40 | ||
9 | መስትዋት መሕፀቢ | ስፕረይ | ብቁፅሪ | 10 | ||
10 | ናይ ቢፒ አፓራቱስ ባትሪ 2A | ቀዳማይ ደረጃ | ብዕምዲ | 200 | ||
11 | ሶፍት ዓብይ | Mamako/ተመሳሳሊ | ብቁፅሪ | 100 | ||
12 | እስኮፓ መኮስተር | ናይ ወፃኢ | ብቁዕሪ | 20 | ||
13 | ስፖንጂ መወልወሊ ዓብይ | ቀዳማይ ደረጃ ኮይኑብጣዕሚ ስጡም | ብቁፅሪ | 10 | ||
14 | ስኮፓ መወልወሊ | ናይ ወፃኢ | ብቁዕሪ | 30 | ||
15 | ኤር ፍረሽ | ቀዳማይ ደረጃ | ብቁዕሪ | 10 | ||
16 | ሸንኬሎ ብረት | 20ሌ | ብቁፅሪ | 5 | ||
17 | ዲቶል | ኦርጂናል | ብቁፅሪ | 10 | ||
18 | ቪም ናይ ሽንቲ ቤት መሕፀቢ | ኦርጂናል | ብቁዕሪ | 10 | ||
19 | ሳሙና ናይ ነብሲ 70 ግ | ብሳምፕል | ብቁዕሪ | 200 | ||
20 | ደረቅ ሳሙና200 ግ | ሳምፕል | ብቁፅሪ | 100 |
1. በቲ ዘርፉ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ, ቲን ናምበር ‚ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይቲ ድርጅት ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ክግበረሉ ይግባእ።
2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ8/01/2017ክሳብ 10/01/2017 ዕለት አብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲአብ አየር ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ሰዓት 8:00 ዕለት 10/01/2017 ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 10/01/2017ሰዓት 80:30 አብ ቤት ፅሕፈት ላጪ ጥዕና ጣብያ ይከውን።
3. እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን ።
4. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት አብ ውሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘረክብ እቲ ንብረት ብትክክል ምእታዉ ምስ ተረጋገፀ ቤት ፅሕፈት አብ ውሽጢ 15ተ መዓልቲ ክፍሊት ይፍፅም
5. ክትዋዳደሩ ትደልዩ ተዋዳደርቲ ናይ TOTAI ተመዝገብቲ ክትኮኑ ይግባእ
6. እቲ ፕሮፎርማ አድላይ ኮይኑ ተዘይ ተረኪቡ ቤት ፅሕፈት ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ይህልዎ።
አድራሻ:-ላጪ ጥዕና ጣብያ ስ/ቁ 0942769463 /0985003613