ቁፅሪ 6/58/226/2016
ዕለት 03/01/2017 ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ዓ/ም
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤
ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
1 | ስሚንቶ ቀዳማይ ደረጃ | OPC | ብኩንታል | 50 |
መብርሂ፣ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፐሲፊኬሽን ወፃኢ ዝመልአ መቕረባይ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝኸዉን ምዃኑ ኣቐዲምና ነፍልጥ፡፡ ስልኪ ቑፅሪ፣ ኣብቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ፡፡
እንክተሎም መምርሒ:
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 03/01/2017 ዓ/ም - ዕለት 07/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 09፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ:/
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት