ዕለት 22/12/2016ዓ.ም
ምልክታ ጨረታ
ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዉሽጢ ትካልና ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓቐን ዘለዎም ናይ ወፃኢ ጣዉላ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ዉልቀ-ሰባት ይኹን ትካላት ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት ኣብ ትካልና መፂእኹም ናይቲ ጣዉላ ኩነታት ብኣካል ብምርኣይ ናይ ሕድሕድ ዋጋ መሊእኹም ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም ::
ተ.ቑ | ዝርዝር ንብረት | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|
1 | ካብ 36 - 40 CM ቁመት ዘለዎ በዓል 30ጣዉላ | ብቁፅሪ | ||
2 | ካብ 36 - 40 CM ቁመት ዘለዎ በዓል 25 ጣዉላ | ብቁዕሪ | ||
3 | ካብ 36 40 CM ቁመት ዘለዎ በዓል 20 ጣዉላ | ብቁፅሪ |
1) ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሕሉ እዋን ካብ ዕለት 22/12/2016 ዓ.ም 28/12/2016 ዓ.ም ሰዓት 3:30
2) ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኸፈተሉን ዕለት 28/12/2016 ዓ.ም 3:30
3) እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኸፈት
4) ዝሓሸ መማረፂ እንተ ተረኺቡ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰልና ዝተሓለወ እዩ::
5) እቲ ጨ ኃ ዝዕፀወሉ ኮነ እቲ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ካብ ስራሕ ሰዓት ወፃኢ እንተዊዒሉ ቐፂሉ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::
6) ኣብ መወዳእታ ጨረታ ሰነድ ብር 50 እናኸፈልኩም ካብ ትካልና ፋይናንስ ክፍሊ ክትወስዱ እትኽእሉ ምዃኩም ነፍልጥ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ (0914727888/0707727888):
➢ ኣድራሻና ዓይደር ጥቃ ማይ ሃፍቲ መዐደሊ ነዳዲ እትዉ ኢልካ