ምልክታ ፕሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ንዕድም፡፡
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ስፐስፊኬሽን | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ስኮፓ መኮስተር | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 15 | |||
2 | ስኮፓ መወልወሊ | ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 15 | |||
3 | ፎጣ ማእከላይ | ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 30 | |||
4 | ባልዲ ማእከላይ | ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 15 | |||
5 | ቪም ናይ ሽንትቤት | ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 20 | |||
6 | ኦሞ በዓል 100 ግ | ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 20 | |||
7 | ኣጃክስ ዓብይ | ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 15 | |||
8 | በረኪና በዓልሓደ ሊትሮ | ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 05 | |||
9 | መስተዋት መወልወሊ | ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 15 | |||
10 | እስኮፓ መስሓቢ | ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 10 | |||
11 | ኮቦርታመወልወሊ ማእከላይ | ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 10 |
ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት
1. ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፍ ዘለኩም
2. ናይ ግብሪ ከፋላይ ቲን ቁፅሪን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ከቅርብ ዝክእል
3. ኣብቲ ሰነድ ናይቲ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ተተሓሒዙ ክቐርብ ኣለዎ፡፡
4. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/10/2016ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ዝክፈትይኸውን።
5. ሰዓረይ ምኳኑ ምስ ተነፀረ ኣብ ወሽጢ 2ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ኣታዊ ክገብር ዝክእል፡
6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ፡፡
7. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ኣድራሻና :ኖርዘርን ስታር ሆቴል ወይ ዓዲ ሓቂ ፖሊስ ጣብያ ሕልፍ ኢልኩም
ል ወይ ዓዲ ሓቂ ፖሊስ ጣብያ ሕልፍ ኢልኩም