ቤት ፅሕፈት ማልት ጨንፈር ንቤት ፅሕፈት ት/ቲ ወረዳ እ /መኾኒ ግልጋለት ዝዉዕሉ ኮምፒተራት ብናይ ማልት በጀት ክገዝእ ስለዝደለየ ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ 30 / ሳላሳ/ ብር ዘይምለስ ብኽፋል ዝግዝኡ ንብረታት ዝሐዘ ጨረታ ሰነድ ካብ 23 /01/2007 ዓ/ም ክሳብ 10 /02/ 2007 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እ /መኾኒ /ማይጨዉ / መፂእኹም ጨረታ ሰነድ ንክትወስዱ ንሕብር::
-
ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም::
-
ናይ መቕረባይነት ሰርትፌክት ዲክለረሽን ከቕርብ ዝኽእል::
-
ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ::
-
ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈትና የቕርብ::
-
ተጫረታይ ምስ ሰዓረ እንትዘይተስማዕሚዑ ዘትሐዞ ገንዘብ ኣይምለስን ::
-
እቲ ጨረታ ጥቅምቲ 10/02/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 8:30 ይኽፈት::
-
እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እነተረኺቡ እቲ ጨረታ ሙሉእ ይኹን ብኽፋል ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::