ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ንቤት ፅሕፈት ዘግልግሉ ኣቁሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

Korem office of water supply

ስለዚ እቲ ከጫርቶ ዝደለዮ ኣቁሑት ቱቦን ቆፃርን፣አቁሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣

ናይ ሕጋዉነት መረጋገፂ ዘማለአ ናብ ቤት ፅሕፈት ቀረብÂ ማይ መስተÂ ከተማ ኮረም መፂኡ እቲ ጨረታ ሰነድÂ ንክገዝእ እናዓደምናÂ

ዘይምለስ ንትቦን ቆፃርን መገጣጠምንÂ 50 ቅርሺÂ ፣ንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርÂ ሳይክል 20 ቅርሺÂ ብምትሓዝ እቲ ሰነድ ምግዛእ ከምዝክእሉ ኮይኑ እዚ ጨረታÂ ዝጋወሐሉ 1 ሚያዝያ 2008 ዓ ም ክሳብ 19 ሚያዝያ 2008 ዓም ኣብ ዘሎ 15 ተከታተልቲ መዓልቲÂ ምዉሳድ ይከኣል

ሳንዱቅ ጨረታ 19 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡30 Â ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ 19 ሚያዝያÂ 2008 ዓ ም ሰዓት 9፡ 00 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ምካኑ ንገልፅ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510048 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo