ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሴስክትሪክን መሰተንገዶ ኣቅሑት ብምስክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜሳ ሽወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

Tigray Presidency Office

ቑፅሪ ዕክንም 485/2-3/1/01

ዕስት- 11/10/2016 ዓ/ም

ምስክታ ፕሮፎርማ

ቑ/ፕሮ- 76

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሴስክትሪክን መሰተንገዶ ኣቅሑት ብምስክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜሳ ሽወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ አትደስቦ ሰብ ትካላት/ብንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ& ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብስ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲሹ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስፂ ብምትሕሓዝ መሊእኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕስት ካብ ዕስት 11/10/16 ዓ.ምክሳብ 13/10/2016ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይገባሽ፡፡ ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕስት 14/10/2016ዓ/ም ስዓት 2፡30 ዝኽፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣስዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራዴ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርከብ ለስዎ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ከተርከቡትኽእሱ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ከትመስሉ ደገባሽ ሳዓራዴ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉስሽላሽ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይገበር ንዝደስ ሓበረታ ብለካል ወይ ብሰስኪ ቑፅሪ ምሕታት ይካሽስ

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምልከታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን2ተ ስራሕ መዓልቲ መዓስትታት ጥራሕ ይኸውን

7. መምስሊ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅአኩም ውሰዱ

8. አቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳይ/ዕ/ሩይ/ን/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብሙሉእ ምስራዝ መሰሱ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳዴ/ዕ/ሩይ/ንብ/ምም/ር/ ኣበ ዘፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙሉእ ወይ ብኽሩስ እቲ ፕሮፎርማ በረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓስመ እዩ፡፡

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo