ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ግልግል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እታማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

Kola Temben Worda Planning and Finance Office

ቑፅሪ ል/እ/ም/ፋ/ወ/ቆ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር/ 269 /02/2016 

ዕለት 04 /10/2016 ዓ/ም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ም/ር ፋይናንስን ወቆተምቤን ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ግልግል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እታማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

• ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/Specification ምስራዝ ኣይካኣልን።

• እቲ ግልፂ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ክህልዎ ኣለዎ ።

• እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተብሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኽቡ ተረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለውሉ ዝኽፈት ምዃኑ።

• ስዓራይ ምዃኑ ምስ ተፈለጠ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወቆተምቤን ከቅርብ ዝኽእል ።

• ንሓደ ደኩመንት ዘይምለስ ብር 150 / ሓደ ሚኢትን ሓምሳን ብር / ካብ ከይዲ ስራሕ ልምዓት እቶት ወረዳ ቆላ ተምቤን ሰነድ ብምግዛእ እቲ ጨረታ ሰነድ ብዝግባእ መሊኡ ክወዳደር ዝደሊ

• ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኸውን 20,000 ብር ብcpo ወይ ብጥረ ገንዘብ

ክትሕዝ ዝኽእል ።

• ሰነድ ዝሽጠሉ እዋን ካብ ዕለት 04/10 /2016 ዓ/ም ክሳብ 19/10/2016 ዓ/ም ኮይኑ ሓደ ኮፒን ሓደ ኦርጅናል ነንበይኑ ዓሽጉ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታው ይከኣል

• እቲ ጨረታ ዕለት 19 /10 /2016 ዓ/ም ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ስዓት 4፡30

ቅድሚ ስዓት ይክፈት ዝኸፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 39 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት ። ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጓጎልን።

• ስዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕል ክኣስር ዝኽእል።

• ናይ ግብሪ ክፋልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርድ / ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ካቐርብ ዝኽእልን ቫት ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳእታ ካቝርብ ዝኽእል።

• ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወቆተምቤን እዚ ግልፂ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙልእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

• ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ሓበሬታ 0914158967 ወይ 0911733447

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo