ፕሮፎርማ ምልክታ ናይ ህትመት
ተ.ቁ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር | መፍለዪ ቑፅሪ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | ማርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብ | ሳ | ብ | ሳ | ||||||
01 | ቢን ካርድ | ብሳንጥል | ቁፅሪ | 600 | |||||
02 | ሞዴል ሐ | ብሳንጥል | ቁፅሪ | 600 | |||||
03 | ሞዴል ለ | ብሳንጥል | ቁፅሪ | 600 |
ብፕሮፌርማ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ:: ኣብዚ ፕሮፌርማ ዝግበር ጨረታ ከማስኡዝግበኦም ረቃሕታት:
❖ በቲ ዘርፌ ሕጋዊ ናይ 2016ን ዓ/ም ዝተሃደሰ ንገዲ ፈቃድ ዘለዎ።
❖ አዚ ፕሮፎርማ ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልገል::
❖ ናይ ግብሪ ከፋሳይነት መሰስ ቁፅሪ ዘለዎ።
❖ ናይ 2016 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዎ።
❖ ተጫራቲ ዝስዕሮ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዓዚ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮስጅና ከቕርብ ዝኽእል።
❖ ተጫረቲ መወዳዳሪኹም ካብ 04/10/2016ዓ/ም ክሳብ 07/10/2016 ዓ/ም ሰነድ ብምውሳድ ብፖስታ ዓሺገኩም ክትወዳደሩ ትኽአሱ ኢኹም፡፡
❖ ፕሮፎርማ ዝዕፀወስ ዕለት 07/10/2016 ሰዓት 3:30 ቅ/ስ
❖ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሱ ሰሰት 07/10/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰ ይኸውን ፤፤
❖ ትካስ ዝሖሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሱአ ኾነ ብኸፊል አቲ ጨረታ ምስራዝ መሰስ ዝተሓለወ አዩ።
❖ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቓ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ ቑፅሪ 0344419498 ምሕታት ይካኣልዩ