ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ዝርዝሩ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎዉ ዘገልገሉ ኣቐሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥ ሰለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክተቕርቡ ንዕድም

Tigray Water Works Study, Design and Supervision Enterprise

1 ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::

3 ቫት ተመዘጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክኽዉን አለዎ::

4 ዘሸነፍዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ከልዕሉ ዝክእሉ

5 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 26/07/ 2008Â Â 10/7/ 2008 Â ይከዉን

6 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉÂ ዝተሐለወ እዩ::

  • Â ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556Â ወይምÂ 0914786075 ምርካብ ይካአልÂ እዩ::

ዝርዝር ንብረት

  • ጎማ ናይ መኪና
  • ናይ መኪና ካላማደርያል
  • ባትሪ ጂኤስ
  • ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት

Â

Â

Â

Â

Â

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo