ኩሓ ሆስፒታል ንተገልገልቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ኣሜሪቱ ከገዝእ ስለዝደለየ መድሓኒት መከፋፈልቲ ትካላት ካብ ዕለት 13/09/2016ዓ.ም ክሳብ 22/09/2016ዓ.ም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ንሓትት።

Quha Hospital

ምልክታ ጨረታ

ኩሓ ሆስፒታል ንተገልገልቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ኣሜሪቱ ከገዝእ ስለዝደለየ መድሓኒት መከፋፈልቲ ትካላት ካብ ዕለት 13/09/2016ዓ.ም ክሳብ 22/09/2016ዓ.ም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ንሓትት። ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንክተቅርቡ ንሕብር )

1. ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ናይ 2016ዓ.ም ዝተሓደሰን

2. ናይ ግብሪ ኸፈልቲ ቲን ናምበር ዘለዎ

3. ዝተሃደሰ መቅረባይነት ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክትቀርቡ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን።

4. ተጫራታይ ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ናይ ዝሓለፈ 3 ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ሓደ ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ከቕርብ ኣለዎ

5. ተጫረትቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100(ሓደ ሚኢቲ )ብር ብምኽፋል ክወስዱ ዝኽእሉ።

6. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቑፅሪ 48 ዕደ/ፋይ/ንብ ንብረት ምምሕዳር መፂእኹም ክትወስዱ ትኽእሉ

7. ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ክልተ ፖስታ ኦርጂናልን ቅዳሕን ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደ/ንብ/ፋይ ቢሮ ቑፅሪ 48 ኣብ ስራሕ ስዓት ምእታዉ ትኽእሉ ።

ብተወሳኺ ድማ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጂናል ምስፎቶ ኮፒ ስርዝድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝየተግበረ ተራቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን።

8. መኽበሪ ጨረታ CPO 5000( ሓሙሽተ ሽሕ)ብር ከትሕዝ ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ

9. ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 13/09/2016ዓ.ም ክሳብ 22/09/2016ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት።

10. ትካልና እቲ ጨረታ እንተዘይ ተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል

ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

11. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0914486195/0914021835 ምሕታት ይከኣል።

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo