ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

Tigray Police Commission

ምልክታ ፕሮፎርማ

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ተ.ቁዓይነት ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒመፍለይ/ሞዴመለክዒበዝሒናይ ሓደዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ካርድ ስትራፕ ዘለው ብሳምፕልSD460ፓክድ100
2Ribbon and Cleaning Sleeve SD460 ናብ SD460 ዝገጥም ብሳምፕልRO10ብቑፅሪ 50
3Electrical Bored Contact Cleanerብቑፅሪ1

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2015 ዓ.ም ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

3. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (Tin Number) ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእልን።

4. ተወዳደርቲ አብ ዝመልእዎ ፖስታ ማህተም ፣ ፊርማን ሙሉእ ሽም ክገልፁ ዝኽእሉ።

5. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ካብ ዝተነገሮም ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ናብ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ከቕርቡ ዝኸእሉ።

6. ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፊል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

7. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/09/2016 ዓ/ም ክሳብ 16/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 4፡30 ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ፋይናንስ ቢሮ ቑፅሪ 208 ዝኸፈት ይኸውን።

8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮ ቑፅሪ 208 ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344403100 ደዊልኩም ምሕታት

ትኽእሉ ምዃንኩም ክንገልፀልኩም ንፈቱ።

ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo