ኮምሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ላፕቶፕ: ፎቶ ኮፒ ማሽን : ፕሪንተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮምሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረታ ምልከታ ካብ ዝወፀሉ 1/9/2016 ዓም ከሳብ 22/9/2016 ዓም ኣበ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮና ክትወስዱ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ናይ መቅረባይነት መታወቂያ ናይ ግበሪ ከፋሊ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋባይ ምዝገባ ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክላራሽን መረዳእታ ቅዳሕ ክተቅረቡ እትክእሉ

3 ተጫረቲ መክበሪ ዉስሕና ንናይ ነብስወከፍ ሰነድ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብሽም ኮምሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምዕሻጉ ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫራታይ ንዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክእስር ዝክእል ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት ሳምፕል ከቅርብ ዝክእል

5 ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮ አታዊ ከገብር ዝክእል

6 እቲ ጨረታ 22/9/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ፋይናንስን ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት ወይድማ ሙሉእ መረዳእታ ዓሺጎም እንተቅሪቦም በኣካል ኣብ ዘይተረከብሉ ዝክፈት ምካኑ ንገልፅ

7 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ

8 ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ከባቢ ኣብርሃ ካስትል ጅንኣድ ከባቢ ቀደም ሴቭ ዘቼልድረን ዝነበረ ቢሮ ቁፅሪ 3

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914028570

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo