ጣብያ ጥዕና መቐለ ንዘለዎ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

Mekelle Health Center

ምልክታ ጨረታ

ጣብያ ጥዕና መቐለ ንዘለዎ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ እዞም ዘገልገሉ ንብረታት ብጅምላ ክትገዝኡ እትደልዩ ትካላት ኮንኩም ውልቀ ሰባት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 5ተ መዓልቲ ብኣካል መፂኩም ብምርኣይ ዝርዝር እቲ ኣቁሑት ዝሓዘ ሰነድ ብብር 50(ሓምሳ ቅርሺ) ብምግዛእ ኣብቲ ጨረታ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ተጫረቲ ክግንዘብዎ ዝግቡኡ ነገራት

ዝርዝር ሰነድ እቲ ሓቁሑት ዝሓዘ እዚ ምልክታ ካብዝተለጠፈሉ ዕለት

ጀሚሩ ብብር 50(ሓምሳ ቅርሺ)ብምክፋል ካብ ጣብያ ጥዕና መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 35 ብምግዛእ ጠቅላላ ዋጋ ብምምላእ ኣብ ጣብያ ጥዕና መቐለ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታው

• ተጫራታይ ዝተሓደ ሰ ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

• ምልክት ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት ካብ ዕለት 30/08/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ ሰዓት

• ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 06/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 8፡00

• ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ 06/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡00

• ተጫራታይ ሰነድ እንትገዝእ ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 1000 (ሓደ ሽሕ ብር)ብጥረ ገንዘብ የትሕዝ

• ተካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

• ተጫራታይ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዎ እቲ ጨረታ ይክፈት

• ተጫራታይ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪል እንተዘይተረከቢ ዋላ እቲ ጨረታ ይክፈት

ኣድራሻና

ጣብያ ጥዕና መቐለ ቀበሌ 17 ጥቃ ጃቫ ካፌ

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo