ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

Tigray Health Bureau

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ/

ወርሒ ሚያዝያ 2016 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለከዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብር
ብር
Supply PPR, PN-10 pipes of Techno first class or equivalent as per the Sample. The pipe Diameter is External.
1Pipe ቱቦ3/4"pcs11
2Pipe ቱቦ1"pcs08
Supply PPR of Techno first class or equivalent as per the Sample.
3T-ShapeT=3/4pcs20
4T-ShapeT=1"pcs12
5Elbow3/4"pcs42
6Elbow1"pcs16
7Reducer1"-3/4"pcs18
8Female Elbow3/4-1/2"pcs16
9Angle Valveas per the Samplepcs32
10ፋሴት1/2"pcs14
11Gate Valve1 1/4 ብረትpcs03
12Reducer1 (1/4)-1"pcs02
13Glue ማስትሽupvcpcs02
14Pipe ቱቦ Ø 1103.2- Tecnopcs06
15 Pipe ቱቦ O 803.2- Tecnopcs08
16YO 110ሃካንpcs11
17YO 80ሃካንpcs12
18S-trap diam 80ሃካንpcs04
19Elbow (ኩርባ) 45 degree Diam 110ሃካንpcs10
20Elbow(h-C4) 45 degree Diam 80ሃካንpcs13
21Reducer Diam110-80ሃካንpcs12
22i) Reducer Diam 80-50ሃካንpcs06
23h) T-Diam 110ሃካንpcs03
24i) T- Diam 80ሃካንpcs06

➢ መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ ᎓᎓ ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::

➢ እንክተሎም መምርሒ:-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 22/08/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 24/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተኣዕዩ ዕለት 24/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ክፍሊ ዕደጋ ቁፅሪ - 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ሳምፕል ከቕርብ ዝኽእል ኣብ ስቶር ዘለዎ ክከውን ኣለዎ::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo