ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

Tigray Health Bureau

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ!

ወርሒ ሚያዝያ 2016 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፣

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑዕሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣

ተቓዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለከዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
Supply cable,wire & conduit (material quality approved by the engineer) as per the sample
1Supply SWITCHES Richenal (ሪቺናል)having Socket one side or Equivalent.pcs06
2Diameter 16 mm PVC conduit.Flexible BMET or Equivalentpcs20
3ናይ ኤሌክተሪክ ጎሮሮml08
4ስቓጥላ6*10 ሜpcs12
5Wire 2.5 mm2ELCIWEDY or Equivalentብጥቕላል03
6Panel RectangularLED 36 Wpcs06

መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ ፡፡ ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::

➢ እንክተሎም መምርሒ:-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 22/08/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 24/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተኣዕዩ ዕለት 24/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ክፍሊ ዕደጋ ቁፅሪ - 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ:: 6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ሳምፕል ከቕርብ ዝኽእል ኣብ ስቶር ዘለዎ ክከውን ኣለዎ::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል ::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15


Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo