ኣብ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቴሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ግልጋሎት ንዝህብሞ ቤት ፅሕፈታት ትካልን ካብኔ ሲክታሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ : ባትሪ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

Tigray Presidency Office

1 ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ዘፈረኩም ንግዲ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ወይ ኣብ  ፊደራል በዓል መዚ መንግስታዊ ዕደጋ ንብረትን ኣብ ዘዳለወ መርበብ ሓበሬታ ዝተመዝገበን

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ዝሐለፈ ሰለስተ ወርሒ ወይድማ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘቅርብ ፡ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝኮንኩም እዚ ግልፂ ጨረታካበ ዝወፀሉ ዕለት 17/8/2016 ዓም ክሳብ 26/8/2016 ዓም ሰዓተ 11፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘለዎ ስራሕ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ ከፍሊ 3-19 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ይዕድም

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344406451

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo