ቤት ፅ/ት ል/ም/እ/ምም/ር/ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎን ንወረዳ 2 ኣውላዕሎ ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ UN- Excome_WASH ዝተልኣከልና ባጀት መሰረት ሰላፕ ናብ 13 ጣብያታት ምሰ መፅዓኒኡን መረገፊኡን ትራንሰፖርት ሓዊሱ _ ብፕሮፎርማ / shopping method / ኣወዳዲርና ክንዕድግ ሰለ ዝደለና ኣብ እዚ ዘርፊ ዘለኩም ሕጋዊ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ በዚ ምክልታ ፕሮፎርማ ንዕድም።

kilte awlalo Planning and Finance Office

ምልክታ ፕሮፎርማ /shopping/ ጨረታ

ቤት ፅ/ት ል/ም/እ/ምም/ር/ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎን ንወረዳ 2* ኣውላዕሎ ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ UN- Excome_WASH ዝተልኣከልና ባጀት መሰረት ሰላፕ ናብ 13 ጣብያታት ምሰ መፅዓኒኡን መረገፊኡን ትራንሰፖርት ሓዊሱ _ ብፕሮፎርማ / shopping method / ኣወዳዲርና ክንዕድግ ሰለ ዝደለና ኣብ እዚ ዘርፊ ዘለኩም ሕጋዊ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ በዚ ምክልታ ፕሮፎርማ ንዕድም።

ተ/ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋዝበፀሓሉ ማእከል ጣብያ
1ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ላ/ዓ/ሳንድድ ከቅረብ ዝክእልጥ/ኬላ ማእከል /ሃሕላ
2ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ታ/ዓ/ሳንድድ ከቅረብ ዝክእልጥኬላ ማእከል የዓውዳ
3ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ሳዝ ከቅረብ ዝክእልጥ/ኬላ ማእከል /ሳዝ/
4ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ፃ/ናዕለ ከቅረብ ዝክእልጥ/ኬላ ማእከል /ፃ/ናዕለ/
5ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ዓ/እከሊ ከቅረብ ዝክእልጥ/ኬላ ማእከል /ዓ/እከሊ /
6ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ድ/ፅዮን ከቅረብ ዝክእልጥ/ኬላ ማእከል /ድ/ፅዮን /
7ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ሓዮሎም ከቅረብ ዝክእልጥ/ኬላ ማእከል /ሚኔታ /
8ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ጉለ ከቅረብ ዝክእልጥ/ኬላ ማእከል /ጉለ /
9ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ኣ/ኣፃብሃ ከቅረብ ዝክእልጥ/ኬላ ማእከል
10ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ገንፈል ከቅረብ ዝክእልጥ/ኬላ ማእከል /ዳስላሰ/
11ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ኣ/ኣለም ከቅረብ ዝክእልጥ/ኬላ ማእከል /ፃ/ወረማ/
12ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ደጉም ከቅረብ ዝክእልጥ/ኬላ ማእከል /ደጉም/
13ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ገማድ ከቅረብ ዝክእልጥ/ኬላ ማእከል /ጎሰምቲ/
ጠ/ድምር ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብተን ዝተጠቀሳ 13 ጣብያታት ከቅረብ ዝክእልቁፅሪ274

መተሓሳሳቢ

1. ዝተሓደሰ ናይ 2016 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም።

2. ናይ ግብረ ከፋሊ መለለይ ካርድ /ቲንናምበር/፤ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ካርድ፤ ሻት ሰርትፊኬት ዘለኩም ።

3. ናይ ወርሒ ጥሪ ሪፖርት ዲክለሬሸን ቫት ክትሓሕዘ ዝክእል።

4. ካብ ዝተቀመጠ ሰፐሰፊኬሸን መግለፂ ወፃኢ ኣመራፂ ምቕማጥን ምሰትክካል ኣይክኣልን ።

5. ኣብ እትመልእዎ ዋጋ ሰርዝ ደርዝ ክህሉው የብሉን እንተሃሊዎ ድማ ናይ ባዓና ዋና ፌርማ ክፈረመሉ ይግባእ እንተዘይተገይርሉ ውድቂ ይኾውን።

6. እቲ ዝምላእ ዋጋ ተወሳኺ እሴት ታክሰ /ቫት/እንተሃልዩኩም ዘጠቓለለ ዋጋ ክኸውን ኣሎዎ።

7. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እውን እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተሉ ንተከታተሊ 15 ' ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኾውን ።

8. ሰዓራይ ምሰ ተገለፀሉ ካብቲ ጠቕላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ውዕሊ በቲ መምርሒ መሰረት 10 % መክበሪ ውዕሊ ኣቲሑዙን ኣሲሩ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዝያ /ትራንሰፖርት/ ሓዊሱ ናብ ጣብያ 13 ጣብያታት ማእከል ልዕል ኢለን ዝተጠቀሳ ክቅረብ ዝክእል ምዃኑ ንሕብር ።

9. ሰዓራይ ተወዳዳራይ ምሰ ተገለፀሉ እቲ ልዕል ኢሎም ዝተገለፀ እቲ ሰላፕ ብባዓል ሞያ ፅሬቱ ምሰ ተረጋገፀ ዕድጊት ንክፍፅም ምዃና ንሕብር ።

10. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ካብ ዕለት 15/08/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 24/08/2016 ዓ/ም ዘሎ ግዜ 7° መዓልቲ ከይተከፈተ ዝፀንሕ ምዃኑ ዕለት 24/08/2016 ዓ/ም 4:00 ንጉሆ ተዓፅዩ 4:30 ንጉሆ ይክፈት።

11. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልገል እቲ ልዕል ዝተገለፀ ሰላፕ _ ኣብ ኢድኩም / መክዘዘን ሰቶር/ ምህላው ኣረጋጊፅኩም ዋጋ ይምልኡ።

12. ቤ/ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ከይዲ ውድድር ፕሮፎርማ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ

ምሰራዝ መሰሉ ሕሉው ምዃኑ ንሕብር ።

መቅረባይ

ሰም-

ፌርማ--

ዕለት-

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo