ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ 1. ሎት-1 መብሰልን መመገብን ኣቕሑት 2. ሎት-2 ካልሲ 3. ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን

The Tigray Interim Administration Peace and Security Bureau Financial Security

ምልክታ ጨረታ

ዘ/ፋ/ቢ/ሰ/ፀ/ግ/ጨ/ቁ 012/2016

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ

1. ሎት-1 መብሰልን መመገብን ኣቕሑት

2. ሎት-2 ካልሲ

3. ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን 

ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዝኾነ ልዕል ኢሎም ኣብዝተጠቐሱ ዘርፊ እትነጥፉ ነጋዶ፦

➢ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፈቃደ ንግዲ ዘለኩም ዣት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም

➢ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምዃንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ

➢ ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት (TIN)ን ናይ መቕረባይ ፈቓድ ዘለኩም ንኽትሳተፉ ይዕድም።

ብምዃኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሓዘ ሰነድ ንሕድሕድ ብር 200.00 (ብር ክልተ ሚኢቲ ጥራሕ) ብምኽፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃውዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 22/06/2016-04/07/2016 ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ክተእትዉ ከም ትኽእሉ ይገለፅ፡፡ እዚ ጨረታ መጋቢት 04/2016 ረፋድ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ምሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

መተሓሳሰቢ፡ ሓደ ተጫራታይ በዓል ዋና ወይ ተወካሊ ምዃኑ ዘርእይ መረዳእታ ብምሓዝ ንሓደ ሎት ሓደ ሰነድ ጨረታ ጥራሕ ይዕድግ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ

➤ 0344-408912

➤ 0914008595

➤ 0920426802

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo