ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎዋ መካይን ብዘውፀኦ ሞዴል መሰረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ

Enterprise water works Tigray

ግልፂ ጨረታ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎዋ መካይን ብዘውፀኦ ሞዴል መሰረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 100.00 ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን IN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኽእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. ጨረታ መኽበሪ ብ C.P.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ፡፡

5. ዝተኣዘዘ ክራይ መኪና አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም መኪና ኣብ ውሽጢ 10' መዓልታት የቕርቡ፡፡

6. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 13/06/2016 ክሳብ 27/06/2016 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት ፡፡

7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ዝርዝር ኣቑሑት

ተ.ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/መብርሂ
ብርብር
1ቶዮታ ዳብል ጋቤና2015Pcs022015ን ልዕሊኡን
Grand Total

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ/ 0344418556 ወይም 0914-786075 ምርካብ ይካአል እዩ፡፡

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo