ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን አብ ፖሊስ ዘሎ ነደዲ ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ክወዳደሩ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

Kedamay Weyane sub City Planning and Finance Office

ናይ ዝሽወጥ ንብረት ምልክታ ግልፅ ጨረታ

ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን አብ ፖሊስ ዘሎ ነደዲ ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ክወዳደሩ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ተ/ቁዝርዝር ንብረትመግለፂመዓቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
1ቤንዚንሊትሮ3675
2ጀሪካንበዓል 25ቁፅሪ147ጀሪካን በዓል25 ሊትሮ 147
ጠ/ድምር

መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ጨረታ ሰነድ ዝቀረበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት30/04/2016ዓ.ም ክሳብ ዕለት 6/05/2016 ዓ.ም ሰዓት8፡30 ሰዓት ሳንዱቅ ጨረታ ተዓፅዩ በቲ መዓልቲ ዕለት 6/05/2016ዓ.ም ድማ 9፡0ሀይኸፈት

2.ናይ ጨረታ መኽበሪ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቶክ ብሽም ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ብጥረ- ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ።

3.ናይትልምን ፋይናንስን መትሓዚ ስፒኦ 5000 ብር ከትሕዙ ዝኽእል

4.ናይ ጨረታ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ዕደጋ ፈፃምን መቅረብትን ዝፍርምሉ ዓምዲ ይህልዎ

5.ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰል ኣለዎ።

6.ሰዓራይ ነቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ዝሰዓሮ ጠ/ዋጋ ብምክፋል ካብ ዝምልከቶም ንብረት ክፍሊ ወፃኢ ይገብር፡፡

7.ንብረታት ኣብዘለዎ ቦታት ብኣካል ብምኻድ ምርኣይ ይካኣል

8.ጨረታ ፎርሚ ካብ ክ/ከተማ ቐ/ወያነ ቤት ፅት ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ከባቢ ጅብሩክ ጥቃ ፖሊስ ቤት ፅ/ት ክ/ከ/1ይ ወያነ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 17 እና መፃኩም ምውሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ዝከኣል እንትከውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ0914785282 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል።

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo