ኣብ ጊዝያዊ ምምሕደር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዚደንት ዳይሬክትሮት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀት ሕዉየት ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕለ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ቴሌቪዥን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ

Tigray Presidency Office

ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ቲን ናምበር ኣብ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 9 /4/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቲሬት ዕዳጋ ፋይናንስን ንበረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ብኣካል ብምምፃእ ብነፃ ብምዉሳስ ክትጫረቱ ንዕድም

ንፍሉይ ሐበሬታ

0914732577 / 0914706215

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo