ድርጅትና ማሕበር ደናግል ደቂ - ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲግራት ንዝተፈላለዩ ናይ ሕብረተሰብ ክፋላት ኣብ ትምህርቲ ፣ ጥዕና ፣ ኣብ ልምዓትን ካልኦት መሕበራዊ ፀገማት ኣገልግሎትን ሓገዝን እናበርከተ ዝርከብ ገባሪ ሰናይ ትካል ብዕለት 20/10/2023 GC ብቑፅሪ Do/Co/499/23 ዘውፀኦ ናይ ጨረታ ሰነድ ከም ዝስዕብ ከም ዝተናውሐ ብትሕትና ነፍልጥ፡፡

The daughters charity
ለውጢ ዝተገበረሎም ነጥብታት ኣብ ዝተቓለሐ ጨረታ ተነፂሩ ዝነበረ ግዘ ጨረታ ዝተናወሐሉ ግዘ
ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዘ ዝዕፀሉ ግዘ Oct 20, 2023 - Oct 25, 2023 G.C Oct 20, 2023 - Oct 27, 2023 GC
ጨረታ ዝዕፀሉ ግዘ Oct 25, 2023 GC ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ብኣቆፃፅራ ግእዝ
ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆፃፅራ ግእዝ
Oct 27, 2023 GC ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ብኣቆፃፅራ ግእዝ
ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆፃፅራ ግእዝ
ጨረታ ዝኽፈተሉ ግዘ Oct 25, 2023 GC ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት ብኣቆፃፅራ ግእዝ
ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆፃፅራ ግእዝ
Oct 27, 2023 GC ሰዓት 9፡30 ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆፃፅራ ግእዝ

ምስ ሰላምታ

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo