ቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ኣጎልግሎት ወረዳ ስለዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ህንፀት ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ኣብ ማዕርነትይ ዝርከብ ጥዕና ጣብያ ኤም ሲ ኤች ፕሮጀክት ብደረጃ BC7 GC 8ተን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎምን ተካናተርቲ ብግዕፂ ጨረታ ከስርሕ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ

1 ናይ 2013/ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ስራሕ ዘሐደሰ መቅረባይነት ምዝገባ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእልን

2 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ወረቀት ምስክር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን ከምኡ እዉን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ዘቅርብን

3 ናይ ተካናተርቲ ምዝገባ ካርዲ ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ካብ 25/02/2013ዓ/ም ክሳብ 25/03/2013ዓ/ም ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 25/03/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 7 ክክፈት እዩ

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
 ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 75 13 16 / 09 14 42 06 66

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo