ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ኣብ 2013ዓ/ም ብዝተፈቀደሉ ብናይ መደበዓ በጀት መሰረት ናይ መኪና ክራይ ሰርቪስ 12ተ ሰብ ትሕዝ ክራይ ብፕሮፎርማ ክካረ ስለ ዝደለየ

Mekelle Agricultural Mechanized and Rural Energy Research Center

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቕርቡ እትክእሉ

2 ናይ ኢንሽራንስ ሰርተፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ ትክእሉ

3 ናይ ዋንነት መኪና ሊብሬ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 እቲ ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 05/02/2013ዓ/ም እስካብ 11/02/2013ዓ/ም እናመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ኮይኑ ሰዓት 4፡30 ኣብ ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 48 99 03 10 ምሕታት ይክኣል

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo