- ስለዚ ሰነድ ጨረታ ካብ 10 ለካቲት 2008 ዓም ክሳብ 25 ለካቲት 2008 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እታ ወረዳ ምዉሳድ ይከኣል
- Â
- Â ዝተሓደሰ መረዳእታ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2008 ዓም ከቅርብ ዝክእል
- Â መረዳእታ ከፋላይ ግብሪ ከቅርብÂ ዝክእል
- Â ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ
- Â ናይ ወርሒ ታሕሳስ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- Â መረዳእታ ዝተሓደሰ መቅረባይነት 2008 ዓም ከቅርብ ዝኸእል
- Â መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሰፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
- Â ኣብ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከእል ድማ ክፈልጥ ኣለዎ
- Â ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን
ንፅሕፈት መሳርሒ ዕለት 25 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ንናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት 25 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ንናይ ኮምፒተር መለዋወጢ አቁሑ 25 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 9 ፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 9፡ Â 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ንናይ ህንፃ መሳርሒ 28 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4፡ Â 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ንናይ ሕርሻ አዝርእቲ 28 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 8፡ Â 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8፡ Â 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ንናይ ፈርኒቸር 28 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 9 ፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 9፡ Â 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ንናይመኪና መለዋወጢ አቁሑ 29 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ንናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ 29 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋልÂ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344210391/Â 0344210276 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል