ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግብኦም
1 በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ አለዎ ኮይኑ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቀፅሪ ዘለዎን መረዳእታ ዘቅርብን
2 ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ ወይ ድማ ቶኦቲ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሓምለ 2012 ሪፖርት መረዳእታ ዘቅርብን
3 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ መቕረባይነት ካርድ ከቅርብ ዝክእል
4 ናይ ጨረታ መከበሪ ዋስተና ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO ብሽም ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ከትሕዝ ዝክእል::
5 ሰነድ ጨረታ ካብ ፋይናንስ ክፍሊ 6ይ ደብሪ ቢሮ 19 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
6 ጨረታ ካብ ዕለት 07/ 01 /2013 ዓ/ም ክሳብ 13/ 01 /2013 ዓ/ም ይፀንሕ ዕለት 14/ 01/ 2013 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ተዓሺጉ 3፡30ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ 6 ይ ደብሪ ይኽፈት::
7 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 09 14 76 53 89