ቤት ፅሕፈት ትል/ፋይ/ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኣብ ክፍለ ከተመኡ ንዝርካባ መካይን ናይ ሕፅበት ኣጎልግሎት ንምሃብ ወዳዲሩ ክሕፅብ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ከተቅርቡ ትክእሉ ነጋዶ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ብክብሪ ንዕድም

Adi Haki sub city Planning and Finance Office

1 ተወዳደርቲ ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይነት ቲን ቁፅርን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

2 ኣብቲ ፕሮፎርማ ማህተም ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ

3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ሰዓት8፡00 ይኸዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 57

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo