ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

Tigray Road Construction Enterprise

ተቁ

ዓይነት መሸን

Model

መፍለይ

ዝርዝር ንብረት

መለክዒ

በዝሒ

Nissan

CWB450

44066-91271

Braking lining rear

Ea

200

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ክሳብ ዕለት 05/13/2012 ሰዓት 10:00 ሰዓት

3 ተወዳዳሪይ ሰዓሪ ምካኑ ናይ ዕደጋ ትዝኣዝ ምስተዉሃበ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ከቅርብ አለዎም ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ከቅርብ ዘይክእል ተወዳደሪ ካብዚ ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ከም ኣድላይነቱ ይስረዝ

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo