ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ከባ ሰራዋት ዝሃንፆ ዘሎ ሪል ስቴት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፕሮትድ ፕለይዉድን ጣዉላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

Sur Construction SC

ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ግዘ ካብ 18/12/2012ዓ/ም ክሳብ 11/01/2013ዓ/ም ንተከታታሊ 30 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትከዉን ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ላጪ ኣብ ዝርከብ ቢሮና ብምምፃእ በዓል 2ተ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትዕድጉ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

1 ናይዚ ዓመት ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ቲን ናምበርን ሰርቲፊኬትን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋብነት መረዳእታታት ምስቲ ሰነድ ቅዳሕ ከተሓሕዝ ይግባእ

2 ተጫረቲ ናይ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ም ቫት ዲክለሬሽን ከቅርቡ ኣለዎም

3 ተጫረቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብፖስታ ዓሺጎም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝርከብ ጨረታ ሳፁን ብኣካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣቢሎም ከእትዉ ይግባእ

4 ተጫረቲ መኸበሪ ሰነድ ጨረታ 150.00 ቅርሺ ብሽም ሱር ኮንስትራክሽን ስፒኦ ከትሕዙ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ 11/01/2012ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

6 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ፓነል ፅርየትን ደረጁኡን ብሰብ ሞያ ተፈቲሹ ዝሓልፍ ክኮዉን ይግባእ

7 ተጫራታይ ኣብ 15መዓልታት ኣተዊ ከገብር  ኣለዎ

8እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 45 09 46 28/ 09 41 01 14 01

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo