ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ ክልልና ካብ ዝርከባ ላዕሎዎት ሆስፒታላት ንሰራሕተኛታት ዘድልዎም ዝተፈላለዩ ናይ ሕክምና ግልጋሎታት ብምርካብ ብግልፂ ጨረታ ከወዳዲሩ ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

Tigray Water Works Study, Design And Supervision Enterprise

1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከተታሕዙ ትክእሉ ካብ ዝምልከቶ ኣካል ዝተወሃበኩም ናይ ብቕዓት መረጋገፂ መረዳእታ ክተቕርቡ እትክእሉ

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ኣለዎ

4 ሰዓራይ ምኻኖም እንተፈሊጦም ኣብ 5ተ መዓልቲ ናይ ስራሕ መዓልታት ዉዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝኽእሉ

5ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 26/12/2012ዓ/ም ክሳብ 06/01/2013ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 85 56

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo