1 ናይ 2012/13 ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ፣ቲን ናምበር፣ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ፣ተወሳኺ እሴት ታክስ ዘለኩም ፣ ናይ ወርሒ ዲክላርሲዮን ዘማላእኩምን ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩምን፣ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 30 እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 26/12/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 05/01/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን አብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 7 ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ አብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም
2 ዝተሓተትክምዎ መኸበሪ ጨረታ ገንዘብ ብስፒኦ ከተትሕዙ ይግባእ
3 እቲ ጨረታ 05/01/2013 ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት አብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለዉሉ ዝክፈት ይከዉን
4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-452872 ወይ 0344-450106 ምሕታት ይከአል