ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳርን ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ጥዕና ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

Enderta Woreda Planning and Finance Office

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 18/12/2012ዓ/ም እስካብ 22/12/2012ዓ/ም ምዉሳድ ይካኣል

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 22/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ቅ/ሰዓት ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo