ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ንዝርገሐ ኢንተርኔት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ክትወዳደሩ ንዕድም

Abi Adi College of Education

1 ሕድሕድ ተወዳዳሪ ንግድ ፍቃድ ቲን ናምበር

2 ዝታሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ

3 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 17/10/2012ክሳብ 20/10/2012ዓ/ም ሰዓት4፡00 ዝክፈተሉ ዕለት 20/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30

4 ኦርጅናል ንብረት ከቕርብ ይግባእ

5 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo