ንቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ማለት እዉን ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ

Tigray regional state Technical and Vocational Education and Training Bureau

1 ናይ 2012ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ከምኡዉን

3 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ናይ 2012ዓ/ም ዘለኩምን ኮፒ ዘቅርቡ

4ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/10/ 2012 ዓም ክሳብ 16/10/2012 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

5 ፕሮፎርማ ዕለት 17/ 10/ 2012ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo