ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ሞዴል ንመበል 16 ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕትን ምርምርን ግልጋሎት ዝዉዕል Proceeding ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ክትወዳደሩ ንዕድም

Abi Adi College of Education

1 ሕድሕድ ተወዳዳሪ ንግድ ፍቃድ ቲን ናምበር

2 ዝታሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ

3 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 02/10/2012ክሳብ 05/10/2012ዓ/ም ሰዓት4፡00 ዝክፈተሉ ዕለት 05/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30

4 ኦርጅናል ንብረት ከቕርብ ይግባእ

5 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo