ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ 2012 ንመኪና ኣቅሑት / መጋጫ ቅድሚትን ድሕሪትን 02፣ ጎማ ናይ መኪና 05/ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝስዕብ ንብረት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለ ዝኾነ ድማ ዝምልከተኩም መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

Tilahun Ygizaw TVET College

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፊኬትን

2 ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ

3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/09/2012 ክሳብ 02/09/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ይዉዕል ዕለት 03/09/2012 ሰዓት 3፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 18 28 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo