ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶታት ክትወዳደሩ ንዕድም

Enterprise water works Tigray

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪ

ተቁ

ዓይነት ዝርዝር

መለለይ ቁፅሪ

መዓቀኒ

በዝሒ

32808

1

Cost iron ok electrode

(3.2)02

Pkt

10

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድነ ቲ ሰርቲፊኬት ቫት ሰርቲፊኬት ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ዘይኮንኩምን ትክእሉ ኢኩም

2 እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ወይ ቲኦቲ ዘለዎን ዘይብሉን ምካኑ ብንፁር ክቅመጥ አለዎ

3 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ገዜ ካብ ዕለት 21/09/2012 ክሳብ 25/09/2012 ዓምሰዓት 6፡30 እዩ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 25/09/2012 ዓም ቅ/ሰዓት 8:30

5 ዘድሊ ኩሉ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ አለዎ

6 ሰዓራይ ምሰዓሩ ካብ ዝተነገሮ ጀሚሩ ኣብ ዝሐፀረ እዋን እቲ ኣቅሓ ከረክብ አለዎ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስለኪ ቁፅሪ 0342404674 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል ወይ ከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝረከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፈሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎማ ቅጥዒ ምዉሳድ ይከኣል

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo