1 ናይ ዘመኑ ዝታሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበር ፣ ነዚ ዘርፊ ዝገልፅ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም መረዳእታ ፎቶኮፒ ክተቕቡ ትክእሉ
2 ተጫረቲ ኣካዳሚና ብዘቕመጦ ዝርዝር መግለፂ ስፔስሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኩም ብዝተኣሸገ ኢንቮሎቭ ካብ ዕለት 14/09/2012ዓ/ም ክሳብ18/09/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡15 ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 0-06 ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ
3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 18/09/2012 ድሕሪ ሰዓት 10፡15 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10፡30 ኣብ ኣካዳሚ ቢሮ ቑፅሪ 0-06 ይክፈት
4 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቁፅሪ 03 44 40 19 89 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ኣድራሻ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር 03 ቀበሌ መምህራን ኮሌጅ ዝነበረ ግቢ ንርከብ