ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ኬሚካላት ላባራቶሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

Saesie Tsaeda Emba Planning and Finance Office

   ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእም ረቆሓታት

  1. ናይ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘርፊ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ምቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  2. አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2008  ዓ/ም ዲክለር  ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  3. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም ካብ 17/ 05/ 2008 ዓ/ም እስካብ ዕለት 2/06/ 2008 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን  ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል
  4.  እቲ ጨረታ 2/06/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈት  
  5. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ  ምስራዝ መሰል አለዎ
  6. ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344470279 /0344470556 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::

 

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo