ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ንማእከል ኤግዚብሽን ኣዳራሽ ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ኣብያተ ሕትመት ክትወዳደሩ ንዕድም

The Mekelle Chamber of Commerce and Sectorial Association

1 ዝታሃደሰ ናይ 2012ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ

2 መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን / ሰርተፊኬት ዘለዎ

3 ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማህተም፣ ፌርማን ሰልኪ ቑፅርን ክህልዎ ይግባእ

5 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 21/08/2012 ክሳብ 28/08/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይኽፈት

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 03 44 40 25 29 / 03 44 41 44 90 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo