ኣብ ቢሮና ፀጥታን ምም/ር ብ/ክ/መ/ ትግራይ ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክወዳደር ይደሊ

Tigray Regional State Security & Administration Bureau

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርቡ

3 ቫት 15 ሚኢታዊ ብፍላይ ዝኮንኩም ምስ ቫቱ ዝሓወሰ

4 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 14/08/2012ዓ/ም ክሳብ 16/08/2012ዓ/ም ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝረአየሉ ዕለት 16/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይከዉን

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo