ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ንብረት ምምሕዳር ዝተፈላለዩ ዝዉገዱ ንብረት ንሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክነወግድ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

North Sub City Municipality Office

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ኣብ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 08/08/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 12/08/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo