ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ዉሕስና ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

Tigray Region Micro,Small Enterprise and UPSN Development Agency

1 በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ ብቅዓት ንግዲ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ወይ ቲን ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ለከታቲት ሒሳብ ዘወዳደሩሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ ዘርፊ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ኮይኑ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ 50 ቀርሺ ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ካብ 05/08/2012ዓ/ም  ክሳብ 21/08/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ  ሰዓት ዘተዳለወ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይካኣል

6 ተጫረቲ ዘትሕዘዎ መኸበሪ ጨረታ 15000.00 ቅርሺ  ብሽም ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ዉሕስና ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከቅርቡ ኣለዎም

7 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ዕዮና ዘቅርብ

8 እቲ ጨረታ 21/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ኣብ ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ዉሕስና ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 10 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከቡሉን ዘይተረከብሉን ይክፈት

9 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክኮዉን ኣለዎ

10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 60 ማዓልቲ ይከዉን

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ  ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 63 63

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo