ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም

Mekelle town municipality

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15/07/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/07/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00

3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሱ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/07/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo