ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ኮመት ከ/መቐለ ግልጋሎት ዘዉዕል ናይ ፋርጎ ላምነሽን በዝሒ 15 ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

Mekelle City Planning and Finance Office

1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት ዕለት 14/07/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽፈልኩምን

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo