ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዘዉዕሉ ዝተፈላለዩ መድሓኒታት ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም

Adwa Hospital

1 በቲ ዘፈር ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

2 ንተወሳኪ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዎን ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

3 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 27/06/2012ዓ/ም ክሳብ 21/07/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 21/07/2012ዓ/ም  ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ደ/ከ/ስ/ምም/ር/ን ይክፈት

4 እቲ ሓፈሻዊ ሆስፒታል በዝሒ ናዉቲ በመምርሒ መሰረት ናይ ምዉሳክን ናይ ምንካይን መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ 10000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም

6 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 60 መዓልቲ ይከዉን

7 መድሓኒታት ናይ መጥቀሚ ጊዚኦም ልዕሊ 1 ዓመት ክኮዉን ይግባእ

8 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያን መራገፍን ናብቲ ሆስፒታል ከቅርብ ዝክእል እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

9 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 47 71 23 26 ደዉልካ ምሕታት ይካኣል

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo