ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ንፊልድ ዑደት ናብ ዝተፈላለዩ ናይ ፔጆት መኪና ኮንፎርት ዕድጊት ንምግዛእ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

Tigray study research policy institute

1 ናይ ዘመነ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት

3  ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ መቕረባይነት ሰርተፊኬት

4 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/06/2012ክሳብ 27/06/2012ሰዓት 6፡ 00 ይፀንሕ

5 ፕሮፎርማ ዕለት 27/06/2012ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo