ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ተጠቂሱ ዘሎ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ የዕድም

Tigray Health Bureau

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ

3 ፕሮፎርማ ካብ 12-17/2012 ሰዓት 03፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 17/06/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo